ፓስተር ኣቤል መብራህቱApr 5, 20201 min readትግባረ ክዙን ሐበሬታ (ፍልጠት) ካብ ኣብ ኣእምሮ ምኽዛን ዘይሓልፍ ‘ ነፋሒ ‘ ክዙን ሐበሬታ (ፍልጠት) (1ቆረ. 8፡1 ) ኣብ ግብሪ ምስ ዘይውዕል ፈሪሳዊ ዝብል ሽም ክህልወካ ይገብር። ፍልጠትካን ዘረባኻን ኣማኒ እንተበለካውን ኣተሓሳስባኻን...