top of page
Search
ፓስተር ኣቤል መብራህቱ
May 23, 20202 min read
ብምሕላን ምልዋጥ (2ይ ክፋል)
ብምሕላን ምልዋጥ (Intentional Transformation) ካልኣይ ክፋል ዳንኤል ግና፣ በቲ ብልዒ ንጉስን በቲ ዚሰትዮ ወይንን ከይረክስ፣ ብልቡ ሓለነ፣ ብግዲ ኸይረክስ ድማ ነቲ ሓለቓ ስሉባት ለመኖ። ( ዳን.1:8...
65 views1 comment
ፓስተር ኣቤል መብራህቱ
May 17, 20202 min read
ብምሕላን ምልዋጥ (Intentional Transformation)
ለውጢ ዘየቋርጽ ከይዲ እዩ። ዝኾነ ኣብ ገጽ ምድሪ ዘሎ እሞ ኣምላኽ ህይወት ዝሰኹዓሉ ህያው ፍጥረት ኩሉ ዕድመ ምስ ዝውሰኽ ምልዋጥን ምልውዋጥን ከርኢ ግድን እዩ። እዚ ሓቂ ኣብ ቦታኡ ኮይኑ ኣብ መንፈሳዊ ህይወት ግና...
70 views1 comment
ፓስተር ኣቤል መብራህቱ
May 7, 20202 min read
ናብቲ ዝሰማዕናዮ ነቕልብ!
ኣምላኽ ይዛረብ ኣሎ! ስለዚ ምእንቲ ኸይንጠፍእ፡ ናብቲ ዝሰማዕናዮ ኣዚና ኸነቕልብ ይግብኣና እዩ። (እብ. 2፡1) ዘስተውዕል እንተሎ ቃሉ ክነንጽንዕ ወይ ክንምሃር ክንብገስ ከሎና ኣምላኽ ክዛረብ ተቐሪቡ ኣሎ ማለት...
71 views3 comments
ፓስተር ኣቤል መብራህቱ
May 5, 20202 min read
ክርስትና ብምስዓብ ይጅምር ብግብሪ ይቕጽል
ክርስትና ምዃን እምበር ምግባር ኣይኮነን! ሓደሓደ ኣባሃህላታት እንተድኣ መጢጥካዮም ወይውን ምሉእ ሓሳብ ከይተረዳእካዮ እንተተሪፍካ ሓሳብ እቲ ብሃሊ ብጽሑፍ ዝሰፈረ እንተኾይኑ ድማ ጽሓፊ እዚ መልእኽቲ “ ክብሎ...
59 views0 comments
ፓስተር ኣቤል መብራህቱ
Apr 18, 20202 min read
እተባሃልናዮን እንነብሮን ይተዓረቕ
ካልእ መጽሓፍ ቅዱስ ብቑዓት ኮይንኩም ክትመላለሱ ዝብለና ገለ ክንመላለሰሎም ዘሎና እዮም ዝብሎም መሰረታውያን መንፈሳዊ ሓቅታት እዚ ዝስዕብ እዩ። ውሉድ ክንክብውን ከም እተጸዋዕና ምስ ተረድኣና ንጻውዒትና ፍጻመ ዝህቦ...
50 views0 comments
ፓስተር ኣቤል መብራህቱ
Apr 5, 20203 min read
ብክርስቶስን ኣብ ክርስቶስን ዘሎና ማንነት
መብዛሕትኡ ኣማኒ ኣነውን ዘለኽዎ ካብ ዝገብሮም ጌጋታት ሓደ ክይድ ኣንተውዒልካ እዩ ኮፍ ክብሃል ዝክኣል ዝብል ኣምር እዩ፡ እዚ እቲ ንቡር ኣካይዳ ፍጥረታዊ ሰብ እዩ። ይኹን ድኣ እምበር ኣብ ክርስትና እቲ መስርዕ...
97 views0 comments
ፓስተር ኣቤል መብራህቱ
Apr 5, 20201 min read
ትግባረ ክዙን ሐበሬታ (ፍልጠት)
ካብ ኣብ ኣእምሮ ምኽዛን ዘይሓልፍ ‘ ነፋሒ ‘ ክዙን ሐበሬታ (ፍልጠት) (1ቆረ. 8፡1 ) ኣብ ግብሪ ምስ ዘይውዕል ፈሪሳዊ ዝብል ሽም ክህልወካ ይገብር። ፍልጠትካን ዘረባኻን ኣማኒ እንተበለካውን ኣተሓሳስባኻን...
26 views0 comments
ፓስተር ኣቤል መብራህቱ
Apr 5, 20202 min read
ምጽባብ ንጋግ ኣብ ሞንጎ ፍልጠትን ምትግባርን
እቲ ዝነውሐ መገዲ ብነፋሪት ካብ ሲንጋፖር ተላዒልካ ናብ ሰሜን ኣሜሪካ ከተማ ኒው ዮርክ ንኽትበጽሕ እዩ። ብንውሓቱ 15343.49 ኪሎሜትር ክኸውን ከሎ ብዘይ ዕረፍቲ ኣብ ሃዋህው ጥራይ ዝወስደልካ ጊዜ ድማ 18 ሰዓትን...
24 views0 comments
ፓስተር ኣቤል መብራህቱ
Apr 5, 20203 min read
ጽውዓናን ናብራናን ይመዓራረ
ሻሎም አለኸይም! ብተስገዳድ ዘይኮነስ ብወለንታ ኣብ ሰራዊት ክትስለፍ ኢልካ ምስ እትሓስብ ስነ-ኣእምሮኣዊ፤ ዓቕማዊ ፤ኣካላዊ ብቕዓትካ ተፈቲሹን ተመርሚሩን እሞ ድማ ብኹሉ ምሉእ ኮይንካ ምስ ተረኸብካ ኢኻ ‘ ብቑዕ ‘...
36 views0 comments
ሻሎም
CLICK IT
LOGO
CLICK IT
bottom of page